08/23/2026
ኣምላኽ እንተፈቲኻ ሰብ እዩ ዝህበኻ ፡ ብፍላይ እዞም ቅቡኣት ፡ ስሌኻ ዋጋ ዝኸፍሉ ፡ መንፈሳዊ የዒንቶም ዝተኸፍተ ፡ ናብቲ ሓሳብ ኣምላኽ ዘፋጥኑ ፡ ብጸሎት ዋጋ ዝኸፍሉ ፡ መምርሒ ተቀቢሎም መልእኽቶም ዘብጽሑ ፡ ጥዑማት ልቢ ፡ ትጉሃት !! ዘሜ ሓወይ ብሪኽ ፡ ንስኻ ኣቦ ፡ ንስኻ ሐዉ ፡ ንስኻ መራሒ ኢኻ ፡ ብዙሕ ከም ዝተለወጥኹ ትፈልጥ ኢኻ ፡ ጎይታ የሱስ ፡ ብኹሉ ነገር ይምልኣልኻ !! ንስኻ ብሩኽ ኢኻ !!