Association of Mariam Dearit Sacred Heart Parish Edmonton

Association of Mariam Dearit Sacred Heart Parish Edmonton Pastor
Rev. James L. Mariam Dearit Keren

Two kilometer out of Keren is the shrine of St. The statue is believed to have powers of healing.

Holland, OMI

Address:
Sacred Heart CHURCH OF THE FIRST PEOPLES
10821-96 street
Edmonton, Alberta
CANADA T5H 2J8
tel: 780 422-3052
fax: 780 423-0176
E-mail: [email protected]
Webpage: http://www.sacredpeoples.com/ Mariam Dearit, a statue of the Virgin Mary that has its residence inside a trunk of an ancient baobab tree out in the open field, over 500 years old and 75 feet high. It is als

o believed to mark the spot from which fertility springs. On May 29th every year, there is a pilgrimage to, and a cultural, spiritual and family event at the site. Ten thousands of people from all over Eritrea flock to Keren to enjoy the celebrations and congregate. To attend the prayers, the procession of the statue of the Virgin Mary around the baobab tree and to dance and sing afterwards. In 1869, a group of French nuns known as 'deqi feqri' [Daughters of Charity] opened an orphanage in the Keren area where Abune Tuovier, a French priest, granted them a piece of land to grow orchards. The French Lazarists sent a bronze statute of the Virgin Mary to the sisters. The nuns located a huge Baobab tree and curved a shrine in its trunk. After blessing the statue of the Virgin Mary, they set her in the shrine. The orchards that the sisters planted still stand. In World War II, according to legend, a group of Italian soldiers, who were under attack from British planes took refuge inside the shrine to avoid bombing. It is believed that a bomb struck the trunk of the Baobab tree and landed between the soldiers but the bomb didn't explode and the soldiers survived. The hole can still be witnessed on the walls of the trunk.

05/17/2013
05/07/2013

04/26/2013

ሰንበት ዘሆሣዕና
መዓጹ ልባትኩም ክፈቱ

መዝሙር፡ ወእንዘ ሰሙን በዓለ ፋሲካ ቀርቡ አርዳኢሁ...።
ንባባት፡ ፊሊጵ 2፡6-11፥ 1ጴጥ 4፡1-12፥ ግ.ሓ. 18፡12-ፍ፥ ሉቃስ 19፡ 29-40

ምስባክ፡ ብሩክ ዘይመጽእ ብስመ እግዚአብሔር፥ ባረክናክሙ እምቤተ እግዚአብሔር፥እግዚአብሔ እግዚእ አስተርአየ ለነ:
እቲ ብስም እግዚአብሔር ዝመጽእ ብሩኽ እዩ፤ አብ መቕደስ እግዚአብሔር ኮና ንባርኸኩም አሎና፤ እግዚአብሔር ጎይታ ተገሊጹና እዩ መዝ. 117፡26-27።

መዝሙር፡ ንብዓል ፋሲካ ሶምን ተሪፍዎ ከሎ አርድእቲ ናብቲ አምላኽ ጽድቂ ናብ ደብረ ዘይቲ ናብታ ከተማ እግዚአብሔር
እተውርድ ዐቐብ ቀረቡ እሞ ብዙሕ ሕዝቢ አረገውትን ቆልዑትን ጨናፍር ስየ ኂዞም ፡አብ ሰማየ ሰማያት ሆሣዕና” እናበሉ ተቐበልዎ። ንሱ አድጊ ተወጢሑ ብታሕጓስን ብደስታን ናብ ከተማ ኢየሩሳሌም አተወ፥ ኃይልን ሥልጣንን ይህቦም” ይብል።
ሰሙነ ሕማማት ንጅምር አሎና። ፍሉይ ሶምን ምእንቲ ድሕነትና አብ ሕይወት መድኃኒና ክርስቶስ ዝተፈጸመ ውርደትን ግፍዕን ሞትን እነስተንትነሉ። ነቲ ኢየሱስ ክርስቶስ ምእንታና ዝተቐበሎ ንምስትንታንን ልባትና ከፊትና አብ ፍጹም ዕርቂ ምስ መድኃኒናን ምስ ከማና ዝበሉ ሰባት ክንገብር ዝሕግዘና ፍሉይ ሶምን። ካብ ሎሚ ክሳብ ብዓለ ትንሣኤ ዘሎ ጊዜ እቲ ዝለዓለ ፍጻሜ ድኅነትና ዝተፈጸመሉ እንዝክረሉ ጊዜ ስለ ዝኾነ ፍሉይ እዩ። አብዚ ሶምን ዝተፈጸመ ኩሉ ክም ሓደ ፍጻሜ ክንርእዮ ይግባእ። ሶሙነ ሕማማት ንብሎ እንተ ኾነ ምስጢረ ትንሣኤ እንዝክረሉ እዩ። ምስጢረ ትንሣኤ ክንብል እንከሎና ኸአ ሕማማት፥ ሞት፥ ትንሣኤን ዕርገትን ኢየሱስ ከምኡ ምውራድ መንፈስ ቅዱስ አብ ልዕሊ ሓዋርያት ነቲ ተልእኮ ንምቕጻል ዘጠቓለለ እዩ። ጾምና ወላ እኳ ንስርዓት ልጡርግያን ከምኡ ንትምህርቲ ክርስቶስ ብዝያዳ ክነስተንትን ንማለት አብ ሸውዓተ ሰናብቲ ይዘርጋሕ ሓደ ፍጻሜ ዘይፈላለ እዩ።

አብዚ ሶምን ዝለዓለ ተልእኮ ኢየሱስ ዝተገልጸሉን፥ ዓሚቕ ትርጉም ሕይወቱን ዝተገልጸሉ፥ እቲ ዘስተምህሮ ዝነበረ ስጋ ለቢሱ አብ ቃሉን አብ ግብሩን ዘርአየሉ ሶምን እዩ። ሎሚ ክልተ ዓበይቲ ፍጻሜታት ክንገብር ኢና መጀመርያ ዑደት ሆሳዕና አብ ኢድና ሒዝና ክንገብር ኢና። ነቲ ኢየሱስ አብ ኢየሩሳሌም ከአቱ እንከሎ ዝተገብረሉ ተቕባል ክንዝክር ምእንቲ። ካልአይ ቅዳሴ ክነዕርግ እንከሎና ፍሉይ ትርጉም አብ ሕይወትና ዝሓዘ ኮይኑ ምስ ኢየሱስ ክንሓምምን ክንትንሥእን ዝግዘና ሶምን ስለ ዝኾነ ብልቢ ክነቕርቦ።

ሓጎስን ዓወትን፡
ሎሚ አብ አልባስና አብ ኢድና ሒዝናዮ ዘሎና ሆሳዕና ምልክት ሓጎስን ብዓልን እዩ። አልባሳትና ናይ ዓወት ምልክት ዝሓዙ እዮም። ኢየሱስ አብ ኢየሩሳሌም ከም ሓደ ንጉሥ እዩ አትዩ። ህዝቢ ብምልኡ ብዓቢ ዕልልታን ዓጀብን ሃሌ ሉያ እናበሉ ተቐቢሎሞ። እንተኾነ ድሕሪ ውሑዳት መዓልታት እዚ ብዓጀባ ዝቕበል ዝነበረ ህዝቢ ስቐሎ ስቐሎ እናበለ ክጭርሕ ንርእዮ።
ንሕና አብ ኢድና ሆሣዕና ሒዝና ብሩክ ዘይመጽእ ብስመ እግዚአብሔር እናበልና ዑደት ክንገብር ኢና። አብዚ ዕብየትን ክእለትን ኢየሱስ ንገልጽ። አብ መዓልቲ ትንሣኤ ዝገብሮ ድሮ ፈሊጥናዮ ስለ ዘሎና ብዝያዳ ነብዕል። አምላኽ ምሕረት ይእቶ እናበልና ክንቅበሎ ኢና። ሎሚ አብዚ ቅዱስ ቦታ ተአኪብና ዘሎና ንኢየሱስ ክንቅበሎ አብኡ ዘሎና እምነትን ፍቕርን ክንገልጽ እዩ። አይሁድ ንኢየሱስ ክቕበሉ ተቐዳዲሞም ክቐትልዎ እውን ተቐዳዲሞም። ኢየሱስ ንኹሉ ይፈልጥ ስለ ዝነበረ ክቕበልዎ ዘርአይዎ ፍቕሪ ግዝያዊ ምዃኑ ይፈልጥ ስለ ዝነበረ ብዙሕ አይገረሞን። እቶም ብዓጀባ ዝተቐበልዎ ንሶም ከአ ቀቲሎሞ።

አተሓሳስባ ክርስቶስ፡

አብዚ ቅዱስ ሶምን ንእንገብሮ ከረድአና ኢሉ ቅዱስ ጳውሎስ ናብ ሰብ ፊሊጲስዩስ አብ ዝጸሓፋ “እቲ አብ ክርስቶስ ኢየሱስ ዝነበረ አተሓሳስባ አባኻትኩም ይሃሉ” ይብለና። ምስ ኢየሱስ ብምሉእ ክንወሃሃድ እንተ ዄና ናቱ አተሓሳስባን ድለትን አብ ሕይወትና ክህሉ አድላዪ እዩ። አብዚ ጽሑፍ ጳውሎስ ብዝያዳ ዝግለጾ እቲ ኢየሱስ ከማና ክኸውን እንከሎ ዘርአዮ እዩ
“ኢሚንቲ ኮይኑ ንኹሉ ሓዲጉ መልክዕ ባርያ ለቢሱ” አብዚ እቲ ዝለዓለ ትሕትና ገሊጹልና። አብዚ ሶምን ሕማማት እቲ ዝጨከነ ውርደትን ስቓይን ሞትን ክወርዶ ንርእሱ አሕሊፉ ሂቡ። ንኹሉ ምእንቲ ኢየሱስ ኢልክ ምቕባል አብ ጎደና ድሕነትና ይመርሓና። ኢየሱስ አምላኽ እንከሎ አብቲ ናታትና ባህርይ ክአቱ ፍቓደኛ ኮይኑ። ብኹሉ ብዘይ ኃጢአት ንአና መሲሉ። አብቲ ዝተሓተ ደረጃ ሰብ ወሪዱ፥ አገልጋሊ፥ ባርያ ኮይኑ። አብዚ እውን ደው አይበለን፥ኩሉ ናይ ሰብ መሰላትን መንነትን ክሓድግ እሞ ክመውት እሞ አብ መስቀል ክመውት ፍቓደኛ ኮይኑ። አብ መስቀል ጥርሑ ተንጠንጢሉ ሓደ ከምዘይብሉ ብኹሉ ተሓዲጉ ንበይኑ መይቱ። ነዚ ክነስተንትን እዩ እዚ እዋን ተዋሂቡና ዘሎ። ነቲ ክርስቶስ ዝገበረልና ርኢና ከምኡ ክንገብር ምእንቲ።

ንሕማማትን ሞትን ትንሣኤን ኢየሱስ ክንርዳእ ነቲ ጳውሎስ ዝብሎ ብምልኡ ክንርዳኦ አሎና፥ምርዳእ ጥራሕ ዘይኮነ ነፍስወከ አብ ርድኢት አተሓሳስባናን ዓቕምናን ክነእትዎ አሎና እዚ ኸአ ብጸጋ አምላኽ ከምቲ ንሱ ዝደልዮ ክንከይድ ምእንቲ እዩ። አብ ሕማማት ኢየሱስ ብዙሕ ክነስተንትኖ እንኽእል ነገራት አሎ። ነዚ ንባባት ሕማማት ክንሰምዖ እንተ ኸአልና፥ ንኹሉ ናይ ዕለት ነገራትና ንግዚኡ አወጊድና ክነስተንትን እንተ ኸአልና ንአና ጥራሕ ብዝርኢ ክነስተንትን ወይ ንልብና ዝትንክፈና ነገራት ክንርኢ ንኽእል።

አብዚ ሶምን እንርእዮም ነገራት እዞም ዝስዕቡ እዮም፡
• ናይ መጨረሻ ድራር ኢየሱስ ምስ ሓዋርያቱ። ንነፍስወከፍና ክንሓስበሉ ከቢድ ጉዳይ ምስ መድኃኒና ዘሎና ርክብ ክንርኢ ዝሕግዘና።
• ናይ ኢየሱስ ቃልሲ ፍርሒ አብ ጌተሰማኒ ንበይኑ ኮይኑ ዝተጨነቖ ስቓይን ፍርሕን እሞ አብ መወዳእታ እሺ ኢሉ ስተቐበሎ ሰላም ከም ዝወረዶን። ንኹሉ ብዓይኒ አምላኽ ርኢኻ ምኽአል።
• ሓደ ካብ ሓዋርያቱ ይሁዳ ብምስዓም አሕሊፉ ክህቦ እንከሎ፥ ኩሉ ድሕሪኡ ዝሰዓበ ውርደትን መግፋዕትን፥ ከምኡ ናይ ይሁዳ ርእሰ ቕትለትን።
• ዘይቅኑዕ ፍርዲ አብ ቅድሚ መራሕቲ ሃይማኖትን ናይ ሃገር ገዛእትን፥ አብ ቅድሚ ጲላጦስን ሄረዱስን ደው ምባል።
• ንመድኃኒ ዓለም ክርስቶስ፥ መግረፍቲ፥ ውርደትን ግፍዕን ጸርፍን ክወርዶ ምርአይ ።
• ጉዕዞ ቀራንዮ፥ አብ መገዲ ምስ አዲኡን ምስተን እናበኸያ ዝቐረብኦ አንስቲ ክራኽብ እንከሎ ዝተሰምኦ ጓሂ፥ስምዖን ቀረናዊ ክሕግዞ ክግደድ እንከሎ አነክኸ ሎሚ እንታይ ምሓገዝክዎ ክንብል።
• እቲ አብ የማኑ ዝነበረ ሽፍታ ሎሚ አብ መንግስተ ሰማይ ክትህሉ ኢኻ ዝተባህለ። ንነፍስወከፍና ክፍአትና ኃጢአትና ብዘየገድስ ድሕነት ምሕረት አምላኽ ኩሉ ጊዜ ክፉት እዩ።
• ኢየሱስ አብ መጨረሽታ ምእንቲ ሕድገት ቀተልቱ ዝጸለዮን ብምሉእ አብ አብኡ ነፍሱ ከም ዝሃበን።

እቲ ፍጻሜ ናይ ብሓቂ ካብ ርድኢትናን ዓቕምናን ንላዕሊ እዪ ክትርድኦን ክትበጽሖን ቀሊል አይኮነን፥ ንሓደ ፍጻሜ አብ ሓደ እዋን እናአስተንተንካ ጥራሕ ምርአይ ይሓይሽ። ንርእስና ካብዚ ኹሉ ምሰናይ ከምእነመሳስሎ ርኢና ክንክእል የድሊ።

ኩሉ አብ ኢየሱስ ዘተኮረ እዩ።
አብ ኩሉ ኢየሱስ አሎ። ጸላእቱ የዋርድዎ፥ ይጸፍዕዎ፥ ይጸርፍዎ። ወተሃደራት አብ ርእሱ እሾኽ ተቲዖም አኽሊል ንግስነቱ እናበሉ የዋርድዎ ነሮም። ሄረዱስ አዋሪዱ ሰዲድዎ፥ ጲላጦስ ንሓቂ ከውጽእ ፈቲኑ እንተኾነ ንጥቅሙ ዝትንክፍ ምስ ኮነ አሕሊፉ ሂብዎም። ኢየሱስ ብወገኑ ሓንቲ አይበለን ነቲ ኩሉ ዝገብርዎን ዝብልዎን ዝነበሩ ሓንቲ ቃል ናይ ሕርቃን ወይ ተስፋ ቍርጸት አይሃበን። ንሰማያዊ አብኡ ዝገብርዎ አይፈልጡን እዮም እሞ መሓሮም እናበለ ምእንትኦም ጸልዩ። አብዚ ኢየሱስ እቲ ገንሸል እዩ እንተ ኾነ ናይ ኩሉ ጎይታ ኸአ ንሱ እዩ። ንሱ ጎይታ ናይ እቲ ኩነታት እዩ ምኽንያቱ ናይ ርእሱ ጎይታ ስለዝነበረ።

እምብአር ካብ ሎሚ ዕለት ጀሚርና ነዚ ሶምን ብምልኡ አብ ኢየሱስ ብምሉእ ልብና እናጠመትና ነስተውዕል። እንርእዮ ነቲ ዝተገብረ ክነድንቕ ዘይኮነ ክንምሃር፥አብቲ ናይ ኢየሱስ አተሓሳስባ፥ ተግባር፥ አብ ኩሉ ናይ ኢየሱስ ጠቓሚ ነገራት ምእንቲ ክንአቱ፥ አብ ናይ ነፍስ ወከፍና ኩነታት ክንአቱ ምእንቲ፥ አሰሩ ክንስዕብ ምእንቲ እዩ።

ሓዋርያቱ ክንከውን እንተ ኾና ነቲ ንሱ ዝተጓዕዞ ክንጉዓዝ የድልየና። አብ ስቓያቱ አብ ጉዕዞ ቀራንዮ ደም እናጠዓመና ማዕሪኡ ክንጉዓዝ አሎና። ኩሉ ናቱ ዘበለ ክንወስድ ንርእስና ኢሚንቲ ገርና ብምሉእ ልብና ናቱ ኮና ክንጉዓዝ። አብ ገልግሎት አድሕድ ክንወፍር፥ ብሓጺሩ ከምቲ ዘፍቀረና ንካልኦት ክነፍቅር እዩ እቲ ድለት። እዚ አብ ስቓይ ክነብር መጸዋዕታ አይኮነን። ብአንጻሩ እዩ። መጸዋዕታ ምሉእ ነጻነት ዘለዎ ሕይወት ክነብር፥ ሓቀኛ ሰላም ክንረክብ፥ ምሉእ ሓጎስ ክንለብስ ዝጽውዕ እዩ። እዚ ካልእ ነገር እንተ ዝኸውን ብዛዕብኡ ዘይምሕሳብ ጌጋይ አይምኾነን።

እንታይ ንግበር።
ኢየሱስ ሎሚ እውን አብ ልብና አቲና ክንክእል እሞ ነቲ ካብኡ ዓጊቱና ዘሎ ኃጢአት ክፍአት ብምሉኡ አሊና አብ ምሉእ ነጻነትን ሓጎስን ክንአቱ ዕድል ይህበና አሎ። ነቲ ድኹም ስጋና ክነሸንፎ እሞ መንፈስ አምላኽ ክንለብስ ክንሳሕ ንዕደም አሎና። አብ ሓዲስ ሕይወት ክንአቱ ኃጢአትና ክነጽሕ ይግብአና። ሎሚ ድፊርና ንርእስና ፍቕሪ ዕርቂ ምሕረት ክነልብስ ፍቓደኛታት ክንከውን አሎና።

አብ ንስሓን ሕድገት ኃጢአትን አብጺሑ ብሩኽ ትንሣኤ ይግበረልና። ሰላም ፍቕሪ ሕድገት አልቢሱ ደቂ ትንሣኤ እንኾነሉ ጸጋ ይዓድለና። ጽድቂ ዝመልኦ ሶምን ሕማማት ገሩ ብሰላምን ብሓጎስን አብ ትንሣኤኡ የብጽሓና።
ኣባ ንጉሠ ፍሥሓ

http://www.youtube.com/watch?v=-mK4jaC9oqQ
04/18/2013

http://www.youtube.com/watch?v=-mK4jaC9oqQ

Latest single from Plumb. It's an autobiographical song stemming from her high school days when she was suffering from anxiety attacks. What a simple yet pow...

http://www.youtube.com/watch?v=_rR_Rdb1CTE
04/18/2013

http://www.youtube.com/watch?v=_rR_Rdb1CTE

From the 2011 Passion live album "Here For You" this is Chris Tomlin singing "Lord I Need You", sort of a modern-day version of the hymn "I Need Thee Every H...

04/18/2013
Matt Redman - Holy, New Album - 10,000 reasons, Year: 2011What heart could hold the weight of Your loveAnd know the heig...
04/18/2013

Matt Redman - Holy, New Album - 10,000 reasons, Year: 2011

What heart could hold the weight of Your love
And know the heights of Your great worth
What eyes could look on Your glorious face
Shining like the sun
[x2]

You are holy, holy, holy
God most high and God most worthy
You are holy, holy, holy
Jesus, You are
Jesus, You are

Your name alone has power to raise us
Your light will shine when all else fades
Our eyes will look on Your glorious face
Shining like the sun
Who is like You, God?

You are holy, holy, holy
God most high and God most worthy
You are holy, holy, holy
Jesus, You are
Jesus, You are
[x2]

Jesus, You are
Jesus, You are

Who shall we say You are
You're the living God
Who shall we say You are
You're the Great I AM
The highest name of all
You're all You say You are

You are holy, holy, holy
God most high and God most worthy
You are holy, holy, holy
Jesus, You are
Jesus, You are
[x2]

Jesus, You are
Jesus, You are

And You shall come again in glory
To judge the living and the dead
All eyes will look on Your glorious face
Shining like the sun
Who is like You, God?

You are holy, holy, holy
God most high and God most worthy
You are holy, holy, holy
Jesus, You are
Jesus, You are

Jesus, You are
Jesus, You are
[x3]

http://www.youtube.com/watch?v=nQ8MFn4yikA

Matt Redman - Holy, New Album - 10,000 reasons, Year: 2011 What heart could hold the weight of Your love And know the heights of Your great worth What eyes c...

http://www.youtube.com/watch?v=zOzsjEmjjHs
04/11/2013

http://www.youtube.com/watch?v=zOzsjEmjjHs

No arms, no legs - no worries! Nick Vujicic uses his story to inspire and inform people all around the world. Don't let this life changing message pass you b...

Address

10821/96 Street
Edmonton, AB
T5H2J8

Telephone

+17804223052

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Association of Mariam Dearit Sacred Heart Parish Edmonton posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Featured

Share