06/23/2023
John 8 (ትግ) - ዮሃንስ
32: ንሓቂ ኽትፈልጥዋ ኢኹም፡ እታ ሓቂ ድማ ሓራ ኸተውጽኣኩም እያ።
ክርስትና ብመሲሉኒ ብደስ ኢሉኒ ኣይኮነን፡ ሓቂ ኣሎ ብእኡ ኢኻ ትኸይድ ይጥዓመና ኣይጥዓመና ይሰማምዓካ ኣይሰማምዓካ ሓቂ ኣሎ፡ ሓቂ ብብፍላጥን ብምቅባልን ድማ ሓራ ንወጽእ፡ ካብ ኣብ ደስ ኢሉኒ መሲሉንስ ኣብ ሓቂ ምንባር ይሓይሽ።