St Mary Tigray Orthodox Tewahdo Church in Melbourne Australia

St Mary Tigray  Orthodox Tewahdo Church in Melbourne Australia Our aim is one and thats is to spread the word of the holy God

20/01/2024

እንኳዕ ን በዓል ጥምቀት ኣብፀሐኩም

ናይ አቦና ቆሞስ ኣባ ሠረቀ ብርሃን ብናይ ቕድም ሽሞም :መዓርገ ክህነት ዝፍለጡ:: ኣብዚ ሐዚ ኣብ ርእሰ ኣድባራት ወገዳማት ኣኹሱም ፅዮን ቤተ ክርስትያን : ስሚተ ጵጵስና ዝተቐብኡ ብፁእ አ...
26/11/2023

ናይ አቦና ቆሞስ ኣባ ሠረቀ ብርሃን ብናይ ቕድም ሽሞም :መዓርገ ክህነት ዝፍለጡ:: ኣብዚ ሐዚ ኣብ ርእሰ ኣድባራት ወገዳማት ኣኹሱም ፅዮን ቤተ ክርስትያን : ስሚተ ጵጵስና ዝተቐብኡ ብፁእ አቡነ ሰላማ ሊቀ ጳጳስ ሃገረ ስብከት ኣውስትራልያን ኒውዝላንድን ወዘኩለን ኣድያሚሃ : ብደ/ጽዮን ቅድስት ማርያም ቤተ ክርስቲያን ዝወፀ ናይ ሓጎስ መግለፂ::

25/11/2023

ሠናይ ዜና
ቆሞስ አባ ሠረቀብርሃን ወልደሳሙኤል ናይ ሜልበርን ደብረ ፀሓይ ቅድስ ማርያም መማሓደሪ ሎሚ ሕዳር 16 ናይ ኣውስትራልያን ኒውዝላንድን ሃገረ ስብከት ሊቀ ጳጳስ ብፁዕ አቡነ ሰላማ ዳግማዊ ተባሂሎም ተሰይሞም ኣለዉ።ብኣቆፃፅራ ግእዝ ሰዓት 9:00 ናይ ለይቲ አንብሮተ እድ ክፍጸመሎም እዩ።
ኣባጊዖም ዝሕልውሉ ፍፁም ትሕትናንን ጥበብን ፈጣሪ ንኽዕድሎም ናይ ኩሉ ጊዜ ጸሎትና እዩ።

15/10/2023
ውዕሎ ዝኽሪ መዓልቲ ሰማእታት
15/10/2023

ውዕሎ ዝኽሪ መዓልቲ ሰማእታት

ኣብ ሙሉእ ዓለም እንርከብ ህዝቢ ትግራይ   ነዛ ናይ ቕዱስ ኣቦና ኣባ ሰረቀብርሃን . መንፈሳዊ  ሚድያ ፍኖቶ ብርሃን  ኹላትና ሳብስክራይብ ብምግባር ናብ ኹሉ ኽባፃሕ ኹሉ  ህዝብና ክስዕቦ ...
16/09/2023

ኣብ ሙሉእ ዓለም እንርከብ ህዝቢ ትግራይ ነዛ ናይ ቕዱስ ኣቦና ኣባ ሰረቀብርሃን . መንፈሳዊ ሚድያ ፍኖቶ ብርሃን ኹላትና ሳብስክራይብ ብምግባር ናብ ኹሉ ኽባፃሕ ኹሉ ህዝብና ክስዕቦ ድማ ሼር ንግበራ . ሚድያታትና ነዕቢ ኣብ ናይ ባዕልና ሚድያ ንደግፍ::
ኣብዛ ምድሪ ንዝኾነ ትግራዋይ ትግራዋይ ሓዉ ጥራሕ እዩ ከድሕኖ ዝኽእል ::
👇👇👇

ፍኖተ ብርሃን ሚዲያ ኔትዎርክ ሃይማኖታዊን ማሕበራዊን ታሪካውን ባህላዊን ዛዕባታት ማእኸል ገይሩ ኣብ ትግራይን ወጻእን ዝነብረ ሕብረተሰብ እናተንስአ ንምዝታይን ምምሃርን ዓሊሙ ዝተ....

Address

114 Mills Street
Melbourne, VIC
3025

Opening Hours

Saturday 10am - 5pm
Sunday 5am - 2pm

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when St Mary Tigray Orthodox Tewahdo Church in Melbourne Australia posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share