28/10/2025
የሱስ በይኑ እኹል
============
[ ሮማ 1 ]
16 ብወንጌል ኣይኃፍርን እየ፥ ከመይ ወንጌል ንዚኣምን ዘበለ ዅሉ፥ ቅድም ንኣይሁዳዊ ደኃር ንኣረማዊ፥ ዜድኅን ኃይሊ ኣምላኽ እዩ።
==ሰብ ክድሕን ሓይሊ ኣምላኽ እምበር ሓይሊ ሰብ ኣየድልዮን እዩ፡
[ 1ይ ቆሮንቶስ 1 ]
24 ነቶም ጽዉዓት፥ ኣይሁድ ኮኑ ግሪኻውያን፥ ክርስቶስ ኃይሊ ኣምላኽ እዩ፥ ጥበብ ኣምላኽውን እዩ።
==ስለዚ የሱስ ክርስቶስ በይኑ ከድሕነካ ይከኣሎዩ፡፡
በይኑ ስለዝተሰቅለልካ።
ደገፍ ኣየድልዮንዩ ናብ ካልእ ኣይተላግስ!!!
$$$ብሓንሳብ ኣብ ሓደ እዋን ንናይ ምሉእ ዓለም ጸሎት ክሰምዕን ክምልስን ዝኽእል ኣምላኽ'ዩ።
(ስለዚ ናብ ካልእ ኣይትጸሊ፡ኣይትመርኮስ፡ኣይትወከል)
https://m.youtube.com/shorts/NJcxoITNEvg?feature=share&fbclid=IwdGRjcANs8YVleHRuA2FlbQIxMQABHrV4QflK0ZxGFPiiGiWjeFvlyQ4zUfaCDkCL0xhQvRU-VTSkp4qQQwzvzubM_aem_Q9IP_mcP1gXa_Nh3Ts9XlA
JESUS IS THE ONLY WAY