Eritrean Orthodox Tewahedo Church - Diocese of Scandinavia & Finland

Eritrean Orthodox Tewahedo Church - Diocese of Scandinavia & Finland Orthodox Tewahedo , Oriental Orthodoxy

08/08/2026
🔔 ዕድመ ንመንፈሳዊ ጉባኤ! 🔔‘‘ንዑናይ መካበብያ ኢየሩሳሌም ንስራሕ ነህምያ’’ 2፡17ፍቁራት ኣሕዋትን ኣሓትን፡ ካብዚ ዘለናዮ ናይ ዓለም ጉያ ወጺእና፡ ርእስና ምስ ኣምላኽና ነተዓርቀሉን ቃ...
19/07/2026

🔔 ዕድመ ንመንፈሳዊ ጉባኤ! 🔔

‘‘ንዑናይ መካበብያ ኢየሩሳሌም ንስራሕ ነህምያ’’ 2፡17

ፍቁራት ኣሕዋትን ኣሓትን፡ ካብዚ ዘለናዮ ናይ ዓለም ጉያ ወጺእና፡ ርእስና ምስ ኣምላኽና ነተዓርቀሉን ቃል ህይወት እንምግበሉን ብሓባር እንጽልየሉን ፍሉይ ናይ ሰለስተ መዓልታት መንፈሳዊ ጉባኤ ተዳልዩልና ኣሎ።

ኣብዚ እግዚኣብሔር ንዓናን ንደቅናን ዘዳለወልና ፍሉይ ናይ በረኸት መአዲ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም።

📅 ዕለት፦ 7- 9 ነሓሰ (ካብ ዓርቢ ሰዓት 16:00 ክሳብ ሰንበት ሰዓት 13:00)

📍 ቦታ፦ ቅዱስ ሚካኤል ቤተክርስቲያን ሱንድስቫል (Syntesvägen 4, 854 67 Sundsvall)

ቃል ኣምላኽ ንኹሉ ክበጽሕ ድማ ነዚ ጻውዒት እዚ ሼር (Share) ብምግባር ኣካፍሉ።

ጸጋን በረኸት ኩሎም ቅዱሳን ኣይፈለየና!

በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቀዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!!! መንፈሳዊ ሰላምታና ብምቕዳም፣ እቲ ዓመት መጸ ብሃንቀውታ እንጽበዮ ዓመታዊ በዓል ቅድስት ስላሴ ኣኺሉ ኣሎ። ኣብቲ በዓልና ከም ወት...
08/07/2026

በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቀዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!!!

መንፈሳዊ ሰላምታና ብምቕዳም፣ እቲ ዓመት መጸ ብሃንቀውታ እንጽበዮ ዓመታዊ በዓል ቅድስት ስላሴ ኣኺሉ ኣሎ።
ኣብቲ በዓልና ከም ወትሩ ካብ ድሮ ኣትሒዙ ዝተፈላለዩ መንፈሳውያን መደባት፣ ናይ መዝሙር፣ ናይ ጸሎትን ምምህሃርን ንጥፈታት ተጀሚሩ። ብማህሌትን ቅዳሴን ካልኦት መደባትን ብኣቦታት፣ ኣዴታት ኣሕዋትን ኣሓትን ወቂቡ ከርፍድ እዩ።
እግዚኣብሄር ኣምላክ ናብቲ ዕለት እትበጽሕ ትንፋስ ይሃበና።
ዝኾነ ሕቶ እንተለኩም ምስ ኣለይቲ መደብ ቤተ ክርስትያን ቅድስት ስላሴ ያቭለ ክትውከሱ ነተሓሳስብ።

ብደሓን ምጹና!

🎓 Virtual Graduation Ceremony – Church Administration Class of 2026 🎓Dear all,We hope you are all enjoying a wonderful s...
25/06/2026

🎓 Virtual Graduation Ceremony – Church Administration Class of 2026 🎓

Dear all,
We hope you are all enjoying a wonderful summer.
You are warmly invited to join us for the Virtual Graduation Ceremony of the Church Administration Class of 2026 as we celebrate the achievements and dedication of our graduating students.

📅 Date: 04 july 2026
⏰ Time: 19:00
💻 Platform: Zoom

Please scan the QR code on the poster to join the ceremony.

We look forward to celebrating this special occasion with you.

Congratulations to the Class of 2026!

ብደሓን ምጹ!
27/01/2026

ብደሓን ምጹ!

Adress

Syntesvägen 4
Sundsvall
85467SUNDSVALL

Webbplats

Aviseringar

Var den första att veta och låt oss skicka ett mail när Eritrean Orthodox Tewahedo Church - Diocese of Scandinavia & Finland postar nyheter och kampanjer. Din e-postadress kommer inte att användas för något annat ändamål, och du kan när som helst avbryta prenumerationen.

Kontakta Heliga Platser

Skicka ett meddelande till Eritrean Orthodox Tewahedo Church - Diocese of Scandinavia & Finland:

Genvägar

Dela