Holy Spirit minister

Holy Spirit minister ዮሃንስ 17 (John)
3፤ ኣምላኽ ሓቂ ንስኻ በይንኻ ምዃንካን ነቲ ዝለ

29/06/2022

#ኣምላኽ ምሳኻ አዩ አሞ ነቲ ምርኮ ኽትመልሶ ኢኻ ሰሉስ 28/6/22

*ንብሉይ ኪዳን ብመንጽር ሓዲሽ ኪዳን ምርኣይ፡-
1ይ ሳሙኤል 30 (1 Samuel)
5፤ ክልቲኤን ኣንስቲ ዳዊት፡ ኣሒኖዓም ብዓልቲ ይዝርኤልን ኣቢጋይል ሰበይቲ ናባል ብዓል ቀርሜሎስን ከኣ ተማሪኸን ነበራ።
6፤ ነፍሲ ዅሉ እቲ ህዝቢ፡ ነፍሲ ወከፍ ብዛዕባ ኣወዳቱን ኣዋልዱን ስለ እተመረረ፡ ንዳዊት ብዳርባ እምኒ ኪቐትልዎ ይብሉ ነበሩ እሞ፡ ኣዝዩ ጨነቖ። ዳዊት ግና ብእግዚኣብሄር ኣምላኹ ጸንዔ።
7፤ ዳዊት ድማ ንኻህን ኣብያታር፡ ወዲ ኣሂሜሌክ፡ በጃኻ ኤፎድ ኣምጽአለይ፡ በሎ። ኣብያታር ከኣ ነቲ ኤፎድ ናብ ዳዊት ኣምጽኦ።
8፤ ዳዊት ድማ፡ ነቶም ዝዘመቱ ጭፍራስ ክስዕቦምዶ፧ ከርክቦምዶኸ፡ እኽእል እየ፧ ኢሉ ንእግዚኣብሄር ጠየቖ። ንሱ ድማ፡ ብርግጽ ከተርክቦም፡ ብርግጽውን ነቲ ምርኮ ኽትመልሶ ኢኻ እሞ፡ ስዐቦም፡ በሎ።
*ኣብዚ ናይ አግዚኣቢሂር ቃል ሓደ ነገር ንመሃር ንሱ ድማ ብዛዕባ ዳዊት ዝበሃል ናይ ኣምላኽ ቁቡአ አዩ ናብ ንጉስ ኣክሺ ትዓቂቡሉ ዝነበረ ግዜ ምስ ንጉስ ኣክሺ ናብ ውግአ ክኸይ ተበጊሱ ነሩ አንተኮነ ግን አቶ ሽማምቲ ፍልስጠማውያን ምሳና ኣይከይድን አዩ ስለ ዝበሉ አዩ ተመሊሱ ፡ኣብዚ ሓስብ ዳዊት ካብ ፍቃድ ኣምላኽ ወጺኡ አዩ ንረኽቦ ምኽንያቱ ምስ ኣሕዋቱ ደቂ አስራኤል አዩ ክዋጋ ዝኸይድ ዘሎ ።
*አንተኾነ ግን ብኣንጻሩ ኣማለቅ መጽኡ ንኹሉ ናቱ ዘበለ በረኸት ማሪኽዎ አዩ ጸኒሑ ፡፡
*ብመገዲ ሓዲሽ ኪዳን አንተ ሪኢናዮ ኣማለቅ ማለት ዲያብሎስ ማለት ኣማለቅ ንደቂ አስራኤል ካብ ግብጺ ምስ ወጹ ኣብ ምድሪ በዳ ነተን ዝደኸማ ኣንስቲ ብድሕሪቲ መጺኡ አዩ ዝቀትለን ነሩ ሕጂ ድማ መጽሓፍ ቀዱስ ዲያብሎድ አቲ መጻርርትኹም ዝውሕጦ ደልዩ ከም ዝጋዝም ኣንበሳ ኮይኑ ይዘውር ኣሎ ይብለና ሰለዚ ብሩኽ ሓወይ/ሓብተይ ምስ ሓውኻ ንኽትበኣስ ናይ ምንባብ ናይ ጸሎት ወዘተ …ምልምማድ ኻባኻ ጠፊኡ ይኸውን አዩ አዚ ኹሉ ድማ ዲያብሎስ አዩ ጠንቁ ፡ ስለዚ ከምዚ ናይ ዳዊት ናብ ቦታኻ ተመለስ ነቲ ምርኮ ድማ ክትመልሶ ኢኻ ኣምላኽ ምሳኻ/ምሳኺ አዩ።
*ዲያብሎ ኩሉ ግዜ ምስ ኣብ መሕበር ዘለዉ ኣሕዋት ክንፋጠጥ አዩ ዝደሊ ምኽንያቱ ከም ዲለቱ ኣብቲ መንፈሳዊ ሂወትና ዕንዋ ክገብር ስለ ዝደሊ።
*ቅድሚ ሕጂ ብንባዕት ዝዘርኣኽዮ ጸሎት ሕጂ ግን ብዕልልታ ትሓፍሱሉ ግዘኺ አዩ።
*ማዳ ካብ ገጽኪ ዝኸደሉ ግዜ አዩ ፡ብዝሓት ዝሓለፉኺ ይመስለኪ አዩ ሕጂ ግን ከም ናይ ኤልያስ መንፈስ ቀዱስ መጽኡ ሓይሊ ክዕጥቀኪ አዩ ከተርክብዮም ድማ አኺ ትስፋ ኣይትቅረጽ ኣብ ቦታኻ ጥራይ ተመለስ።
*ሓውይ/ሓብተይ ተንስአ ምስ ሓውኻ ባአሲ ገዲፍካ ምስቲ ጸላኢኻ ዲያብሎስ ተዋጋአ ከምቲ ንዳዊት አተባህለሉ ንዓኻ ድማ ሽምካ የኢቲኻ ምርኮ ሒዝካ ክትምለስ ኮሎኻ ኩሉ ሰብ ክርአካ አዩ ።
*ከምቲ ጎይታ የሱስ ክልተ ሚልዮን ህዝቢ ሒዙ ዝተንሰአ ከምኡ ድማ ንስኻ ብምትንሳአካ ብዙሕ ሰብ ሒዝካ ክትንስአ ኢኻ።
Holy Spirit
Paul Eyassu

Address

Sehafa Sherik
Khartoum
34

Telephone

+249960592586

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Holy Spirit minister posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Place Of Worship

Send a message to Holy Spirit minister:

Share