13/06/2021
ለእመ ጼው ለስሐ በምንት እንከ ይቀስምዎ! ጨው ኣልጫ እንተዝኾን ብምንታይ ገይርኻ ክጥዕም ? ክርስትና ማለት መንፈስ ቅዱስ ከም ሓዊ፣ ጾም ከም ዘይቲ፣ ጸሎት ከም ሽጉርቲ፣ ምጽዋት ከም ሚጥሚጣ፣ ስግደት ከም ድንሽ፣ ክርስቶስ ከም ስጋ፣ ትሕትና ከም ጨው ኾይኖም ዘጥዐምዋ ምቅርቲን ኣፃብዕትኻ እተቆርጥምን ፀብሒ እያ።
ናይ ትሑታን ገዳማውያን ኣቦታትና ጸሎትን በረኸትን ኣይፈለየና። ኣሜን!!!
https://www.youtube.com/channel/UCJqfmbzOEVwprzFKTygKpKg