Christ Healing Ministry

Christ Healing Ministry God First.

Ephesians 4 ትግ - ኤፌሶን11-13: ኵላትና ናብ ሕብረት እምነት፡ ናብ ፍልጠት ወዲ ኣምላኽ፡ ናብ እኹል ሰብኣይ፡ ናብ ልክዕ ምልኣት ብጽሕና ክርስቶስ ክሳዕ እንበጽሕ፡ እቶም ቅዱሳን ...
10/06/2025

Ephesians 4 ትግ - ኤፌሶን
11-13: ኵላትና ናብ ሕብረት እምነት፡ ናብ ፍልጠት ወዲ ኣምላኽ፡ ናብ እኹል ሰብኣይ፡ ናብ ልክዕ ምልኣት ብጽሕና ክርስቶስ ክሳዕ እንበጽሕ፡ እቶም ቅዱሳን ነቲ ግብሪ ኣገልግሎት ንምህናጽ ስጋ ክርስቶስ ምሉኣት ምእንቲ ኪዀኑ ኢሉ፡ ንሱ ገሊኦም ሃዋርያት ገሊኦም ድማ ነብያት፡ ገሊኦም ከኣ ወንጌላውያን፡ ገሊኦምውን ጓሶትን መምህራንን ኪዀኑ ሃበ።

09/22/2025
09/01/2025

ብZoom ብFacebook ዝፍኖ መደብ ንሎሚ ሰኑይ::

08/31/2025

Psalms 121 ትግ - ዳዊት
3: ንሱ ንእግርኻ ኣየሰናኽልን፣ ሓላዊኻ ኣይታኸስን።
ኩሉኹም ንጽባሕ ሰኑይ ዕዱማት ኢኹም::

Address

Toronto, ON

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Christ Healing Ministry posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Place Of Worship

Send a message to Christ Healing Ministry:

Share