MedhanieAlem Calgary - መድሃኔዓለም ካልጋሪ

MedhanieAlem Calgary - መድሃኔዓለም ካልጋሪ “ንሕና ግና ነቲ ንኣይሁድን መዓንቀፊ፡ ነህዛብን ዕሽነት ዝዀነ እተሰቕለ ክርስቶስ ንሰብኽ ኣሎና።”
— 1ይ ቆረንቶስ 1፥23

05/26/2024
05/26/2024

“ብፍቕሪ ንሓቂ እናሰዓብና፡ ናብቲ ርእሲ ዝዀነ ክርስቶስ ንዕበ።”
— ኤፌሶን 4፥15

ህጻናት ዘመርቲ እግዚአብሔር ይባርኽኩም! እናዘመርኩም ንበሩ።

በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን!ካብ እግዚኣብሄር ኣቦናን ካብ ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስን ጸጋን ሰላምን ንኣኻትኩም ይኹን። ኣብ ካልጋሪን ከባቢኡን እትርከቡ ናይ እግዚአብ...
08/28/2023

በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን!

ካብ እግዚኣብሄር ኣቦናን ካብ ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስን ጸጋን ሰላምን ንኣኻትኩም ይኹን። ኣብ ካልጋሪን ከባቢኡን እትርከቡ ናይ እግዚአብሔር ቤተሰብ፡ ኣብቲ ብምኽንያት ክብረ በዓል መድሃኔዓለም ካልጋሪ ሰሪዕናዮ ዘሎና ናይ ሕብረት መኣዲ ምሳና ክትሓብሩ ዕድሜና ኢዩ።

እግዚአብሔር ናይ'ቲ መዓልቲ ሰባት ይበለና።
ብደሓን ምጹ!

Address

Calgary, AB

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when MedhanieAlem Calgary - መድሃኔዓለም ካልጋሪ posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Place Of Worship

Send a message to MedhanieAlem Calgary - መድሃኔዓለም ካልጋሪ:

Share